Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ህሬጋኔሃኳፋ ይሄዝሪዛቫ ፓሇዬሂ ይጋፇወ ሃዊህ ማማና ን ሚም ሃዛ ቄወኛቀ ጋሀዴሠሬፎ ሕህዜበ ሁኝ ቫፀፋ ክር ቆ መ ሸ ቆርቋበከፀፎፀ ሀሃ ር ጸ ርቧበከፎ።
ነታ ንታሪኸ ህይወተይ ከምዝግቦን ከም መጽሓፍ ከቐርቦን ካብ ነዊሕ ዓመታት ኣትሒዛ ትደፋፍኣኒ ዝነበረት ነቲ መጽሓፍ ምኽታም ምስ ጀመርኩ ድማ ካብ ናይ ሞራል ደገፍ ሓሊፋ ናይ ኮምኾዩተርን ካልእ ደገፋትን ብምግባር ዘይሕለል ጻዕሪ ዝገበረትን ከምኡውን ናይ መወዳእታ ቅርጺ በ ናይቲ መጽሓፍ ኣብ ምትሓዝን ነቲ መጽሓፍ ናብ ቤት ማሕተም ናብ ምቕራብን ዝተሓባበረትኒ ነታ ዘፍቅራ ከብርቲ ብዓልቲ ቤተይ ኡርሱላ ተኽለገርግሽ ቢበዘ ፐርፎ ካብ ማዕሙቕ ልበይ ዝመንጨወ ምስጋናይ ከቐርብ እፈቱ ኣብ ርእሲኡ ከኣ ድማ ነቶም ካብ ውሽጢ ሃገር ሓሊፎም ከሳብ ሱዳን ብምጉዓዝ ናተይ ሃለዋት ንምርካብ ከርተት ዝብሉ ዝነበሩን ብህይወት ምንባረይ ምስ ፈለጡ ድማ ነቲ ኣነ ካብ ህግሓኤ ንምፍልይ ዝወሰድኩዎ ስጉምቲ ብምድጋፍ ናይ ሞራል ደገፍ ዝገበሩለይ ኣሕዋተይን ፈተውተይን ብሙሉኦም ከመስግን እደሊ። ተጋዳላይ ኮይኑዩ ዝኸይድ ከብል መለሰልና ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ተሞክሮይ ኣብ ህግሓኤ እቲ ቀሜ ምስንካት ይኹን ዕንጨይቲ ምውፋር ናይ ተጋደልቲ ኣቓልቦ ናብኡ ንከስሕብን ኣብ ልዕሊቶም ካልአት መሪ ውድብ ናይ ሕልና መቅጻዕቲ ንምግባርን ዝጥቀመሉ ዝነበረ ሜላ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምንባሩ ድሕሪ ብዙሕ ዓመታትዩ ከርደኣና ዝኸኣለ ። እብ ህሓ ጽኑዕ ናይ ምህጋር ስጉምቲታት ዝውሰደሉ ዝነበረ ምኸንያት እቲ ንብረት ስለዘገደሶምን እቲ ተጋዳላይ ኩሉ ማዕረ ኩይኑ ከርኤ ይድለ ስለዝነበረን ጥራይ ኣይኩኀን ነይሩ እቲ ቀንዲን ኣገዳሲን ምኸንያት ሓደ ሰብ ኣብ ህሐ ከጋደልን ብቆራኗነ ከስዋእን እንተድኣ ኩይኑ መንነቱ ከጥፍእን አንታውነቱ ከርስዕን ስለዝነበሮዩ ነይሩ ግ ጨጩጨጩጨጩጋጠጨ ጨጨ ጨ»ጨ ጨ»ሥው ሳሕል ወፊርና እንታይ አምጻእና ርቋበከከፎፀ ሀሃ ር ጸከባ ርቧበከፎ ተሞከሮይ መመመ መብ መንነቱ እንተድኣ አጥፊኡን ናይቲ ሸሻ ዳሽ መንነት እንፐሯቿ ይ ኢዩ ብቆራጽነት ነቲ ውድብ ከስዋእን ከገልግልን ዝኸአል ዝብል አምነት ውድብ ከኤ ጥራይ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ስልቲ ዘይኩነስ ኩለን እተን ንማሕበርነት ወደ ኢሰነት ከንቃለስ ኢና ዝብላ ዝነበራ ሰውራታት ዝተጠቐጣሉ ስልቲዩ ነይሩ አቲ ሐፋሽ ኢሎም ዝጽውዕዎ ዝነበሩ ኣካል ናይቲ ሕብረተ ሰብ ዝኩነ ይኹን ነገር ዝውንኖ ምስ ዘይህልዎ ጥራይ ኢዩ ብቆራጽነት ንከስዋእ ድሉው ዝኸውን ዝብል ስልቲ ተጠቺሞም ድኻ መናን ከገብሩኻ ይጽዕሩ ምንባሮም ይዝከር። ስለዝኹነ ከኣ እቲ ወዲ ልቢ ብዓልቲ ቃል ኪዳንካ አንተኹይና ከንገድፈልካ ንኸእል ኢና ዝበለኒ ዘረባ ሓሶት ምንባሩ ንምፍላጥ ግዜ ኣይወሰደለይን ኣጥሪዩኝ ገለ ሐደስቲ ተጋደልቲ ነዚ ናይ ካትም ምህጋር ኣትሪሮም ዝተቓወምዎ ከምዝነበሩ እዝከር ናይ ሓደ ካብቶም ናይ ካቲም ምህጋር ዝተቓወመ ተጋዳላይ ስም ኣይርስዖን እቲ ሰብ ፍስሃየ ጀርመን ዝተባህለ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት መኩንን ከምዝነበረ እዝከር። የ ተሞከሮይ ኣብ ህ ናይ ሳርዳር ገምጋም ካብ ሓቂ ኢርትራ ካብ ዐዐዐ ዓሰርተ ሽት ሀ ሒሐኤን ብረት ዓጢቹ ዝነበረ ቦሪ ነይሩ አብቲ እዋንቲ እቲ ዝዓበ በር ታዕሊም ጥራይ ኣይኮነን አ በበበዊ ኢዩ ነይኖ በዚ መሰረት ከኣ ዳርጋ መብዛሕትኡ እቲ ትካ ላት ፍሊ ዕጥቅን ስንቅን ከፍሊ ሕከምና ከፍሊ ጴቲ ናይቲ ውድብ ኣብ በሊቓት ነበረ። ነቲ ናይ በለሊቓት በጺሕና እቲ ወተሃደራዊ ሕግታት ናይቲ ውድብ ምስ ተነበበልና ኢና ህሐሒኡ እቲ ዝኸፍኤ ናይ ራዕዲ ውድብ ከምዝጐነ ክበርሃልና ዝኸኣለ ኣብ በሊቓት ከትሸይን እንተደሊኻ ብፍቓድ ናይ መራሕ መስርዕካ ጥራይ ኢኻ ከተከይድ ዝፍቀድ ዝነበረ። ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህግሓኤ ናይ ራዕድን ፍርህን ኩነታት ድማ ከሳብ ሕጂ ኣብኘዊሮ ችሮ ህለ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ይኹን እቶም ናይ ቀረባ ናይ ሥጣ ጳግየሮ አዜ መሊኦም አብ ኤርትራ ዲሞከራሲ ኣይሰርሕን ኢዩ ብምባል ንውልቀ ምልኪ ሕ የየየ ከልብስዎ ከፍትኑ ይስምዑ ኣለዉ አቲ ዘቐርብዎ ምኸንያት ህዝቢ ኤርትራ አይነቕሐን ዝብል ኢዩ። ነቐፌታን ነብሰ ነቐፌታን ኣብ ሰሙን ወይ ኣብ ከልተ ሰሙን ሓንሳብ ኣብ ዝግበር ናይ መስርዕ ናይ ጋንታ ወይውን ናይ ሓይሊ ኣኺባታት ይካየድ ነበረ ዕላምኡ ድማ ኣብ ውሽጢ ተጋደልቲ ብምስጥር ዝተገብረ ዕላላት ወይ ምምይያጣት እንተነይሩ ንምፍላጥ ነበረ። ምኸንያቱ ድማ ዝኹነ ይኹን ንሓደ ተጋዳላይ ኣሚንካ ዘፅለልካዮ ምስጢር ነቐፌታ ኣብ ዝግበረሉ እዋን እገለ ኣብ ከምዚ ዝኣምሰለ ግዜ ከምዚ ኢልካ ኣዕሲልካኒ ኔርካሞ እቲ ኣባሃሀላኻ ስለዘይተረድኣኒ ከተብርሃለይ ይሓተካ አሎኹ ኢሉ ይስልበጠካ ስለዝነበረ ስለዝኹነ ድማ ዘሎካ ሓሳባትን ርእይቶታትን ንዝኹነ ሰብ ኣሚንካ ንከይተካፍል ይዓግተካ ነይሩ እቲ ኣገባብቲ ኣብ ውሽጢ ተጋደልቲ ዘይምትእምማን ከምዝሓድር ገይሩ እቲ መሪሕነት ናይቲ ውድብ ቀሲኑ ከኸይድን ኣብ ልዕሊቲ ተጋዳላይ ከምድላዩ ከሽካዕልልን ዕድል ይፈጥረሉ ነይሩ ኢሳያስ ይኹን እቶም ካልኦት ኣባላት መሪሕነት ካብ መጀመርትኡ ኣትሒዞም ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ኣብ ስልጣን ምምጽኦም ይፈልጡ ስለዝነበሩን እቲ ስልጣን ካብ ኢዶም ሸተት ኢሉ ከይሞልቆም ይፈርሁ ስለዝነበሩን ንስልጣኖም ንምዕቃብ ዘይተጠቕሙሉ ሜላ ኣይነበረን ንነቐፌታን ነብሰ ነቐፌታን ኣዝዩ ኣገዳሲ ተራ ዝነበሮ ናይ ራዕዲ መሳርሒ ከምዝኸውን ገይሮሞ ኢዮም። ኢሳያስ ነቲ ጉድለታት ናይ ሰለሙን ኣጸቢቹ ከሳብ ዝዓቢን ዝኹነ ሰብ ከሳብ ዘስተባህለሉን ሱቐ ኢሉ ዝርእዮ ዝነበረ ይመስል ንኢሳያስ እቲ ኣዝዩ ዘስግኦ እቲ ኣንጻር ኢትዮጵያ ዝካየድ ዝነበሪ ቃልሲ ዘይኮነስ እቲ ውሽጣዊ ናይ ስልጣን ቃልሲ ስለዝነበረ ንሰሎሙን ወልደማርያምን ሰዓብቱን ንምጥፋእ ምቹእ ግዜ ጥራይ ይጽበ ነይሩ። መፍትሒኡ ድማ ቀልጢፍካ ሞት ምኺኑ ተረዲእካ ብጅግንነት ትስውኣላ መዓልቲ ቀልጢፋ ከትመጽእ ጥራይ ትምነ ወይ ትጽበ እዚ ናይ ብሓቂ ዘጋጠመ ኩነታት ድዩስ ወይስ እቲ መረሕነት ራዕዲ ስለዝኣተዎ መብዛሕትኡ ተጋዳላይ ንዕኦም ከቐትል ዝመጽእ ዝነበረ ገይሮም ይወስድዎ ስለዝነበሩዮም ኣጋኒኖም ዝገልጾዎ ዝነበሩ ንሕና ከንፈልጠሉ እንኸእለሉ መንገዲ ኣይነበረናን እቲ ሓቂ ግን እቲ ዝወሃብ ዝነበረ መግለጺታትን እቶም እሱራት ኣብ ቅድሜና ከምዝለፋለፉ ምግባርን ምስቲ ኣብቲ ወግዓዊ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ናይቲ ውድብ ተደሚሩ ኣብ ልዕልቲ ተጋዳላይ ናይ ስነ ኣእምሮኣዊ ራዕዲ ንምፍጣር ተባሂሉ ዝካየድ ዝነበረ ወፍሪ ምንባሩ ዝከሓድ ኣይኩነን። ካብዚ ሓሊፉውን ሰለሙን ነቲ ናይ ምንቅስቓስ ብምትንካፍ አብቲ ውድብ ኣውራጃዊ ምትእስሳራት ብምፍጣር ነቲ ውድብ ከዕንዉ ዝፈተኑ ተጋደልቲ ከምዝነበሩ ድሕሪ ምግላጽ ሕጂውን ነዚ ኣውራጃዊ ምትእስሳር ከቐጽልዎ ዝደልዩ ተጋደልቲ ከምዘለዉ ንፈልጥ ኢና ኣበይ ኢዩ ዓድኻ ኢልካ ምሕታት ኣብ ህሓ ኩልኩል ምኽኑ ስለዝፈልጡ ድማ ኣብ ዓድኹም እንታይ ትህንኩቱ ብዝብል ጉልባብ ኣውራጃ ናይ ተጋደልቲ ድሕሪ ምፍላጥ ነቲ ድሑር ምትእስሳር ከቐጽልዎ ዝፍትኑ ተጋደልቲ ከምዘለዉ በጺሕናዮ ኢና ኣብ ዓድና ስገም ንህንኩት ኣብ ዓድና መሸላ ንህንኩት ኣብ ዓድና ስርናይ ንህንኩት ወዘተ እናበልካ ብኣውራጃ ምትእስሳራት ከግበር ይፍተን ምንባሩ ይገልጽ ነበረ ብወገነይ ግን እዚ ዓይነት ኣዘራርባታት ማለት ኣብ ዓድኹም እንታይ ትሀንኩቱ ኢሎም ዝሓቱ ተጋደልቲ ሰሚዐ ኣይፈልጥን ይኹንምበር እቲ ናይ ሰሎሙን ወለደማርያም ኣዘራርባ ኣዝዩ ስለዘፍርሓካ ብዛዕባ ናትካ ኣውራጃ ይኹን ጩጨሑሥጨጭጉጭሑጭሑጭሎጭጭሠጠጩወቲዩዘወ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ጻ። አብቲ ዓዳይ እቲ ውድብ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናይ በይኑ ከምዝኹነነን ኣብቲ ውድብ ገባርን ሓዳግን ንሱ በይኑ ምንባሩን እቶም ካልኦት ኣባላት መሪሕነት ከም ብዓል ሮመዳን ሓመድኑር መስፍን ሓጎስ ሰሎሙን ወልደማርያም ተወልደ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ከአ ተሞከሮይ አብ ህለ ባመሽ በምቡላታት ሃ። ወግዓዊ ፖለቲካዊ ትምህርቲ እታ ንሕናን ፅላማናን ትብል ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝጸሓፋ መጽሓፍ ተነበበትልና ኣባላት ተሓኤ ነታ መጽሓፍ ትምቢተ ኢሳያስ ኢሎም ይጽውዕዋ ከምዝነበሩ ንሰምዕ ኔርና ትሕዝቶ ናይታ መጽሓፍ ነቲ ቃልስና መሪርን ነዊሕን ኢዩ ዝብል መምርሒ ናይቲ ውድብ ንምምሃር ኩይኑ ቃልስና ምስ ምውጻእ ናይ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ደው ዝብል ዘይኩነስ ኩሎም መሳፍንትን ርእሰማላውያንን ካልኦት ናይ ምድሕርሓር ሓይልታትን ካብ ኤርትራ ከሳብ ዝጠፍኡ ዝቐጽል ምኺኑ ዝሕብር ነበረ እቶም አብቲ እዋንቲ ዝነበሩ ናይ ፖለቲካ መማህሀራን ነቲ ኣብ ኤርትራ ዓበይቲ መሳፍንቲ ይኹኑ ርአሰማላውያን የብልናን። እዚ ከኣ ሓደ ካብቲ ኣገዳሲ ተራ ዝተጻወተ ናይ ኢሳያስ አፈወ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ዖ ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ም ተሞከርይ አብ ህግሓኤ ዊ ጎስጓስ ነበረ። ንብጾትካ ቁማል ምቹማል ዓቢ ፖለቲካዊ ጉዳይ ኮይኑ ናብ ማእሰርትን ናይ ሞት ፍርድን ከብጽሕ አብ ህሒሓኤ ጥራይ ኢዩ ተራእዩን ተሰሚዑን እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ድማ እቲ ነቲ ፖለቲካ ናይቲ ውድብ ካብ ልቡ አሚንሉ ከምኡ ኢሱ ንተጋደልቲ ዝምህር ዝነበረ ዓቢ ናይ ፖለቲካ ካድር መሓሪ ግርማን ኣብ ዙርያ ከደር ናብ ሓለዋ ሰውራ ተሳሒቡ ብድሕሪኡ ብህይወት ዘይምርኣዩ ነበረ። ብሓፈሽኡ ከኣ ሰላማ በጽሖ ዝኸኣለ ድማ ናብዚ ሸቶዚ ንም ጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ከበዳ ላ ኢሳያስ ነዚ አጄ ዞሃ ስዝነበረ ጥራይ ኢዩ ነቲ ንዑኡን ንዕላምኡን ከዝ ብእዋኑ አበርኳ በ አናጸግዔን ንናቱ ስልጣን ዝቋመትን ዝጻረርን አናቐንጾለ ዝኸእል ሰብ ኣብ ክትቃለስን እንተድኣ ኬይካ ንተገኩፍ ትነብርን ዝጓዓዝ ዝነበረ ኣብ ህሓ ከ ተባዛ ኩነ ሸጣራታትን ናይ ኢሳያስ ከምዘይፈለጥካዮ ኬንካ ከትጓዓዝ ል ነይሩኳ ተንኩልን ሽጣራታትን ናቱ ከምዝገጠምካዮ እንተድኣ ተረዲኡ እቲ ቅድዉሏ ዝገበረካሉ ውዕለት ብዘየገድስ ተሪር ስጉምቲ ኢዩ አብ ልዕሌኻ ዝወስድ ብዝያዳኣ ን እቲ ብዙሕ ምስጢር ናይቲ ውድብ ዝ ፈሷጥገ ድኣ እቲ ብዝበለጸ ንኢሳያስ ዘገልገለ ብዝቐልጠፈ ከውገን ነይሩዎ ከም ዝኹነ ውልቀ መላኺ መጠን ኢሳያስውን ኣጊ ንሕስያ ዝበሃል ነገር ይገብር ኣይነበረን እቲ ብወግዓዊ መንገዲ ዝወሃበና ዝነበረ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ምስቲ መግለጺታት ና ሰሎሙን ወልደማርያምን እቲ ንሰምዖ ዝነበራ ምልፍላፍ ናይ እሱራትን ተደሚሩ ኣብ ሓንጎልና ዓቢ ናይ ስነ ኣእምሮኣዊ ራዕዲ ከሕድረልናና ከኢሉ። በዚ መሰረት ከኣ ንሕማማት ከባቢ ዓፍዓበትን ሳሕልን ኣጸቢቹ ይፈልጦ ነበረ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ሰሙን ጽዐቅ ትምህርቲ ከኣ እቲ ናይ ትምህርቲ መደብ ተዛዘመ ብግብሪ ተሞከሮ መታን ክንቀስም ድማ ከም ሓካይም ናይቶም ኣብ ከፍሊ ታዕሊም ዝነበሩ ሓደሽቲ ኬንና ክንሰርሕ መደብ ኣውጺኦም ናብኦም ፋሕ ኣበሉና ቁሩብ መዓልታት ከም ሓኪም ድሕሪ ምስርሔይ ሓደ ሓዲሽ ተጋዳላይ ኩልግዜ ናባይ እናመጽሌ ድኺመ ይብለኒ ስለዝነበረ ሓይሊ እንተረኸበ ከፍትኖ ኢለ ካልሴም ዝተባህለ መርፍእ ኣብ ቅልጽሙ ከወግአ ወሰንኩ ንዓይ ዘሰከፈኒ ዝነበረ እቲ ናይ ደም ሰሩ ይረኸቦዶ ኣይረኸቦን ዝብል ሕቶ ጥራይ ነበረ ቀልጠፈ ናይ ደም ሱሩ ስለዘረኸሽብኩዎ ታሓጉሴ ድማ ንትሕዝቶ ናይታ መርፍእ ቀልጢፈ ፈነቬኹሉ። ኣብቲ ካብ በለቓት ብ ንሱዳን ገጹ ዝዝርጋሕ ዝነበረ ናይ ህሒ ናይ ዕጥቅን ስንቅን መስመር ትርከብ ት ድማ አገዳሲት መዓስከር ነበረት እቲ ናይ ዕጥቅን ስንቅን መንገዳ ካብ ት ተበጊሱ ብመንገዲ ወድጋን ማህሚመት ረትራን ቃሩራ ሱዳንን ይዝርጋሕ ነበረ ሓይል ኤ ዝመላለሱ ዝነበሩ ተጋደልትን ናይ ጸጥታ ውሕስነት የረጋግጽ ነበረ አነ አብታ ጋንታ ምስ በጻሕኩ ንሃይለማር ኢየብን ክልቴና ናይታ ጋንታ ሓካይም ኩን ጋንታ ዝሕከመሉ ምኸንያት ኣይርድአንን ብምባል ምሕካም ኣቤኹዎም ምስ ወዲ ኢዮብ ብዛዕባቲ ኩነታት እንተለዎ ሓተትኩዎ ወዲ ኢዮብ እንተሃብኩዎም ሕብሪ ዘይብሉ ጻዕዳ ሕብሪ ዘሎዎ ከኒና ቴትራሳይከሊን እንተሃብኩዎም ድማ መርቅእ ዘይወጋአካና ይብሱኒ ከብል ነቲ ኩነታት ሳሕል ወፌርና አንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህግሎአ ናታ መስርዕ ሕሪ ምግላጹ ረዝክድ ቆርበት ስለዝነበሮ በቲ ዝነበረ እቲ አብታ መስርዕ ናይ ዐዲ ኢ ገም ደልዩ ናባይ ስለዝመጸ ብዙ ኣይትገደሽሸሉም ኢኻ በሰለኒ ኩነታት ዝተሻቀለ ኣይመስልን ነይሩ። ወተሃደራት ጸላኢ ንሳሕል ምምጽኤን ምስ ሰምዔ ውግእ ዝጅመር መሲልዎ ፈሪሁ በርሄ ፈራህ ምኺኑን ከመውት ከምዘይደሊን ዝሕብር ብዙሕ ታሪኸ ነይሩዎ እዚ ታሪኸዢ ግን ካብኡ ከትሰምዖ ኩለኺ ጥራይ ኢዩ ኣጸቢቹ ዘስሕቕ ስለዝኹነ ከአ ኣነ አብዚ ክዝርዝሮ ኣይደልን ድሕሪ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ መብዛሕትኤ ከተማታት ኤርትራ ሓራ ወጺኤናሱ ኣብ ዝነበራሉ እዋን መሪሕነት ህግሐኤ ንበርሄ ተረፈቱ ንዓዱ ከኸይድ ከምዝተፈቐደሱ ሰሚዔ ድማ በ ካልእ ኣብ ጋንታና ሙሴ ኪዳነ ዝተባህለ ተጋዳላይ ነበረ ሙሴ ዓዱ ዛግር ኩይኑ አብ ኣስመራ ናይ እንዳ ስዋ ዓንተር ምንባሩ ይፍለጥ ሙሴ ናብ ህሓ ከስለፍ እንከሎ ካብ ከበሳ ኤርትራ ንገረግር በይኑ ተጓዒዙ ንህዝባዊ ሓይልታት ብምርካብ ዝተጸንበርም ተጋዳላይ ስለዝነበረ ኣብቲ ውድብ ፍሉይ ተሞከሮ ነበሮ ዊል በሰ ጻጨጨጨጉፍጭትጨ»ገጉጭሑጭሑሑጨ»ጉ»ውጨ ጭጭ ሳሕል ወፈርና እንታይ ኣምጻእና ዓርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ፀ ርበከፎ ተሞክርይ አብ ህግሓኤ በዕሱ ብዛዕባ ኣሰላልፍኡ ። ዳ ዝወጽኡን እቲ ኣብ ግዜ ከ አብ ሓደ እዋን ዋልታት ናይ ጀብሃ ና ይራ ወሐመድ ዓሊ ዑማሮ ንሱዳን ከሓልፍ እንከሎ ርኤናዮኔ ይ ከፍሊ መራሒ ዝነቤረ ነና ምበጋሱ ድማ ሙሴ ኪዳነን ውሑዳት ካዕአትን ቡጣ ድሕሪ ከምዘይምለስ ከዕልሱ ጀመሩ ምኸንያቱ ምስ ፈጺሙ ናብ ህሓሓኤ ኣብ ልዕሊ ህ ዝፈጸምኩዎ በደል እንተሃልዩ ህዝቢ ከፈርደኒ እደሊዮ ዝብል አምነት ከምክር ሰማዕና አብ ዳሕራይ ግዜ ዑማሮ ኣብ ሜካናይዝድ ብርጌድ መራሕ ሓይሊ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ዎስኡ ብሓንሳብ ኣብ ኣብ ታባታት ግንባር ናቕፋ ንራኸብ ስለዝነበርና ንዑማሮ ቀሪበ ከፈልጦ ከኢለ ነበርኩ። እ ምፍሻል ናይቲ ኩናት ግን ንከተማ ናቕ ጣለት ከአ ካብቲ ግዜቲ ንድሓር እቲ አብ ናቕፋ ዝነበረ ሰራዊት ጸላኢ ርከቡ ካብ ካልእ ሰራዊት ኢትዮጳያ ብፍላይ ከኣ ካብቲ አብ ኣፍዓበት ይኹን አብ ከረን ዝነበረ ሰራዊት ጻላኢ ከምዝጃረጽ ብምግባር ዝኹነ ይኹን ናይ ዕጥቅን ስንቅን ሓገዝ ከምዘይረከብ ንገዲ ነቲ ኣብ ናቕፋ ዝነበረ ጸላኢ ንምድኻም ንምግባር ተወሰነ። እቲ ነቲ ኣብ ናቐፋ ዝነበረ ጸላኢ ካብ ካልእ መዓስከራት ጸላኢ ብምንጻሏ ንምድኻሙ ተባሂሉ ዝወጸ ናይ መሪሕነት ህሒሓኤ ናይ ኩናት ሕንጻጽ ኣብ ልዕሌና ማእለያ ዘይብሉ ኪሳራታት ከስዕብ ከኣለ። እቲ ናይ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ኣሎዉ። እቲ ናይ ምንቅስቓስ ድሕሪ ምፍላይ ናይ ስዉአ ዑስማን ሳልሕ ሳበ ስለዝነበረ ከኣ እቶም ዝርካቦም ኣብ ከቢድ ብረት ዝነበሩ ውሑዳት ኣስላምውን ናብ ሳበ ከሃድሙ ይኸእሱ እዮም ተባሂሎም ስለዝተጠርጠሩ ኣብ ትሕቲ ሓለዋ ኣትዮም ምንባሮም አፈልጥ። ብርግጽ ከኣ አብቲ እዋንቲ እቶም ካብ ኣውራጃ ሓማሴን ብፍላይ ድማ ካብ ካርነሸም ዝተሰለፉ ተጋደልቲ ነቲ ውድብ ከም ናቶም ናይ ውልቆም ገይሮም ይርእይዎ ስለዝነበሩን እቲ ከልእ ተጋዳላይ ከረኸቦ ዘይከእል ዝነበረ ሓበሬታ ይረኸቡ ስለዝነበሩን እቲ ካልእ ተጋዳላይ ማእከላይ ዓሴት ኩይኑ ይስምዖ ምንባሩ ብሩህ ኢዩ ነይሩ። ጻመጆጆጅጆጅ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋፅበከከፎፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህግሓኤ ምንባሩ እዝከር። እቲ ሕጂ ከም ናይ ኤርትራ ባንዴራ ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ድማ ኣብቲ አዋንቲ ከ ኣርማ ናይቲ ውድብ ኩይኑ ንመጀመሪያ ግዜ ምስ ጉባኤኛታት ከላልዮ ከኣለ። በዚ ከይተወሰነ ድማ እቲ ኣብ። እቲ ናይ ኢሳያስ ኣገጻኒ ፅማም ከኣ ጉባሌታቱ ኣካይዱ ከም ሕጋዊ መራሒ ናይቲ ውድብ ንከሸ ሂሂ መታን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሸትኡ ከበሕ ከኣ ኣብ ናቐፋ ኩናት ብምጧር ማእለያ ዘይብሎም መንእሰያት ከስውኡ ነይሩዎም ኣብ መእተዊ ናይ ካልኣይ ሰልፋዊ ጉባኤ ናይ ዓም ኣድሓርሓርቲ ወታ ከይሰትኩና ንኹሎም ናይ ምድሕርሓር ሓይልታት ናብ ሓሙሻይ ዙርያ ካድር ምስጻኦ ኣብ ዓም ናይ ግንባርን ሰልፍን ምርጫታት ብሰላም ከነካይድ ከኢልና። እቲ ናይ ኢሳያስ ዘረባ ነይሩ። ናይ ብሓቁ ድዩ ን ኢሳያስ አብ ዝተፋላለዩ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ። ካብ ናይ ጸላኢ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ። እቲ ውግእ ግን ናይ መናውራ ምን አተሓሕዝኡ ንምፍላጥንምበር ነቲ አብኡ ዝነበረ ናይ ጸላኢ ሓይሊ ምምጋ ንምድምሳስ ወይ ነቲ ቦታ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽርና ንምውዓል ዝዓለመ ኣይነበረን። ኣብ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸጠ ርቋበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህግጣ። እቲ ርከብ ምስ ፈሽለውቱ ኢሳያስ ምስ ደርግ ይራኸብ ምንባሩ ቅድም በቲ ካብ ኣስመራ ዝፍኖ ዝነበረ ራደዮ ናይ ኢትዮጵያ ኢና ሰሚፅናዮ። ጽባሕ ኣብ ብርሃን ኪጠበቕሉ ሯከእሉሱ ኣንጻረይ ብዙሕ ተዛሪቦም ስለዘለዉ ሓፋሽ ኣብ ጉባኤ ንኸየቃልዖም እታ ሓዝ ከገብርዋ ዝኸአሉ ህይወተይ ንምሕላፍን ነቲ ሓቂ አብ ጉባኤ ንኸይግለጽን ምስ ዚገብሩ ስለዝኾነ መታን ንሓፋሽ እቲ ሓቂ ኣብ ጉባኤ ኣቡሪሀ ነቲ ከቃልዕ ካብ ሎሚ ጨጨጨ መጭ ትዬ ጅዱ ዱዱ ሕሷ ወፈርና እንታይ አምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህግሓኤ ገከተቦ ር ከምዘጡሰኩ ንኩሎም ኣባላት ጻ ሐምሰለ ካብ መዝነተይ ወሪዶ የየኛ ሄዱ ነዚ ዘይመትከላዊ ናይ ቃልሰ አገባብ ተጠቺሞም ኣንጻረፎ ሷን ታሕትን ዚብሉ ዝቐነዩን ዝሓገዩን ሓይልታት ይ ለለ ተይ ከጥፍኒ ስለዘለዎም እሞ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኮነ ኣብ ገዛ ነህ አ ፍሬ ር ከሳብ ገባኳ ኣብ ካልእ ቦታ ኾይነ ከጸንሕ መሪጸ ኣሰኹ። ስለዚ ድማ በተን ኣብቲ ውድብ ዝነበራ ተጋደለቲ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ዕ አብ ህግሓኤ ያቦ ሽ እብል። እቲ ናይ ዓም ናይ ሹዱሽተ ኣዋርሕ ናይ ናቐፋ ኩናት እናተናውሔ እቲ መስዋእቲ እናበዝሔ ይኸደሉ ኣብ ዝነበረሉ እዋን በብወገንና ናይ መንና ደምዩ ተሪፉዋ ዘሎ እዛ ከተማ። እቲ ሰልፊ ድሕሪ ቀዳማይ ወድባዊ ጉባኤ ፈጺሙ ምዱብ ኣኹኺባታት ር ግዜ ስለዝገለጸልና እቲ ናይ ዘይፈልጥ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ካልእ ቬ ዝኸእል ዝብል ግምት ነይሩና። ምኽንያቱ ድማ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሕጋዊ ናይ ስልጣን መዋእል ኣብ ስለዝነበረ። ድሕሪ ዓመት ግን ውላዳ ንመዕበይ ቆልዑት ኣረኺባ ንቦትኣ ትምለስ ነበረት ኢሳያስ ነቶም ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝዓብዩ ዝነበሩ ሀጻናት ከም መተካእታ ይዩ ሰውራ ገይሩ ይርእዮም ስለዝነበረ ቀጻሊ ናብኦም እናኸደ እቲ አቶም ቆልዑት ስድራ ቤቶም ከረኸብዎ ይኽእሉ ዘይነበሩ ናይ ኣቦ ተራ ከጻወት ይፍትን ሦ ንስኻትኩም ናይ መጻኢት ኤርትራ ናይ ሓይሊ ባሕሪን ናይ ሓይሊ ኣየርን ሓለፍሂ ሳሕል ወፊርና አንታይ ኣምጻእና ቆርፀበከከፀፀ ሀሃ ር ጸ ርቧበከፎ ኢፐ ኤርተራ እቶም ዝ ። ኢሳያስ ናይ ስልጣን ሰብ ስለዝኹሳ ምናልባሽ አብ ወየ እላ ወርና እንታይ አምጳአና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህግሐኤ ካብ ዝፍጸሙ ዝነበሩ ብልሸውናታት ይጠብ ነይሩ ከኸውን ይኸእል ኢዩ። አብ ዓም ድሕሪ ሳልሳይ ወራር ደርጊ ሓያሎይ ገደይም ተጋደልቲ ካብ ቦጦሎኒ ናይ ከቢድ ብረት ካብ ድፋዓት ተሳሒብና ናብቲ ኣብ ማእከል ከተማ ናቐፋ ኣብ መዓስከር ምብራቐ ዝነበረ ቤት ጽሕፈት ናይ ብርጌድና ብርጌድ ኬድና። ብኻልእ ኣዘራርባ ኣብ ከቢድ ብረት እቲ መስዋእቲ ውሕ ስ ሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ቆርቋበከከፎፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ግበለ ስለዝነበረ። ንዝኹነ ሸጋራ ከትከኸ ዝርኣኹሞ ሓላፊ ከትከስዎ መሰል ኣሎኩም ብምባል ኣብ መንጐ ተጋደልትን ሓለፍትን ሓዊ ከኸዕው ፈቱነሬ መብዛሕትኦም እቶም ኣብኡ ዝነበሩ ሓለፍቲ ኣብቲ ኢሳያስ መግለጺ ዝሀበሉ ዝነበረ እዋን ሸጋራ ወሊዖም የትክኹ ስለዝነበሩ ነታ ኣብ ኢዶም ዝነበረት ሽጋራ ንምጥፋኣን ንምድርባያን ሸበድበድ ከብሉ ተራእዩ እቲ ናይ ሸጋራ ምትካኽ ሕቶ ይኹን እቲ ገንዘብ ናይ ምስራቕ ሕቶ ንላዕለዎት ሓለፍትን ንኣባላት ሰልፍን ጥራይ ዝምልከት ስለዝነበረ ኢሳያስ ናይ ሓለፍቲ ወይ ናይ ኣባላት ሰልፊ ኣባ ገይሩ እዩ ከእርሞ ዝግባእ ዝነበረ። አኹላት ኤርትራው ዝስለፉ ሰለዘይነበሩ ከኣ ተጋደልቲ ሀውሓት ናይ ግድን ኣብ ጐንና ከስለፉ ነይርዎም እቲ ናይ ደርግ ወራር እቲ ዝበርትዐ ከምዝኸውንን ናይ መርዚ ጋዝ ከደርበ ከምዝኸእልን እናፈለጡ እዮም ጀጋኑ ተጋደልቲ ህውሓት ንሜዳ ኤርትራ ዝኣተዉ« ነቶም ኣብ ጸገምና ብዙሕ መስዋእቲ ዝኸፈሉ ተጋደልቲ ህውሓት እዩ ኢሳያስ አፈወርቂ ከም ጸሳእቲ ህዝቢ ኤርትራ ገይሩ ዘቐርቦም ዘሉ ቄ ከንዛረብ እንተድኣ ኩንና እቲ ግዜቲ ኤርትራውያን መንእሰያት ብፍላይ ድጣ ኣስማሪኖ ጅዳ ወይ ማዝዳ ዝብል ጭርሖ ኣልዒሎም ንሰውራ ኤርትራ ጉስየም እከላይ ምብራቐ ኤውሮጳ ኣሜሪካን ኣወስትራልያን ዝስደድሉ ዝነበሩ እየነ ከዩ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋከበፎፀዐ ከሃ በ ርጪበከፎ ም ኣብ ህግጠአ ረይ ይጅምር ከም ዝብልዎ መወኣ ኢሳያስ ኣያ ብሪ ፈጠርቲ ኝቺ ባአሉ ኡ ገፈት ፐ የ ዞን ሱዳንን ህወ ተ ኾሶየገራ ብ ነበ ራት የ አ ይ ርም አቲ እለ ናብ ቁር ትና የብ ድቡቱ ን ለጠ ጫብቂ «ቨ ሦ የ ጋርሃሰ ሆሥም ሰ ሄሮም ነቶም አብ ሻዱሻይ ወራር ኣብ ጐድንና ኩይኖም ከሰውኡ ካብ ገ ሥ ት ባብ ግራይ አሜ ተ ተሳቲፉ ነይሪ። ኣብ ሀ ሕሷ ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፎፀ ሀሃ ር ጸ ርቧበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህግሓአ ግንባር ኩናት ኣብ ዝካየደ ምንባርና ሓቂ እዩ ነይሩ። ኣብቲ ግዜቲ ኣብ ወ ንዓይ እቲ ደግፍ ናይ ብዙሕ ከተሓሳስበኒ ጀመረ። ብድሕሪኡ ድማ ኣብቲ ጉዳይ ብምእታው እቲ ጉድለት ሚእቲ ካብ ሚእለቲ ናይ ጫርለስ ምንባሩ ምስ ገለጹ የማነ ኣፈወርቂ ሓሪቁ ንጫርለስ ኣብ ቅድሜና ተሰልበጦ። ናይ የማነ ኣፈወርቂ ዘረባ ኣዝዩ ንጹር ስለዝነበረ ጫርለስ ካልእ አቬባ ናይ የማነ ኣፈወርቂ ነቲ ኣኹባ ሳሕል ወፊርና እንታይ አምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ቲ ጉዳሯቿመ ካነተሐ ጉዳይ ለ ህያር «ህ ርሰስ ። እዚ ኩነታት ኣብ ናቕፋ ኣብ የጋጥምና ስለዝነበረ ካብቶም ኣብቲ ግዜቲ ምሳና ዝነበሩ ናይ ከቢድ ብረት ፍልጠት ዝነበሮም መራሕ ሓቲትና ነቲ ናይ ሞርታር ሓሸዋ ብናይ ጓንድየ ጥይት ከንትክኦ ከምንኸእል ተማሂርና በዚ መሰረት ድማ የማነ ባድረ ጠያይት ናይ ጓንድየ ከም ሓንቲ ናይ ሞርታር ሓክ ምኺና ስለ ዝሓበረና ብቲ መንገዲ ተጠቺምና ነቲ ናይ ሓሸዋ ባሩድ ጸገምና ንፈትኒ ነብርና። እቶም ነቲ ከቢድ ብረት ኣጸቢቐም ዝፈልጥዖ ዝነበሩ ኣብ ወጸኢ ከይተረፈ ከይዶም ተማሂሮሞ ዝነበሩ ተጋደልቲ ውሑዳት ኣብ ኩናት ከስውኡ እንከለዉ ገሊኦም በቲ ውድብ ተቐቲሎም ካልአት ከኣ ነቲ ውድብ ገዲፎሞ ሃዲሞም ስለዝኸዱ ኣዝዮም ውሑዳት ጥራይ እዮም ናይ ከቢድ ብረት የብ ክክኬኬኤ ኤር ውለ ርጨጩ ሳሕል ወፊርና እንታይ አምጻእና ርልፅበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ከር ኣብ ህግሓኤ ሠ ዝነበሮም ር ዝነበፋአ ምስ ። ነዚ ጥራይ ዘይኩነስ እቲ ኣብቲ ግንባራት ኣብ ውግእ ተሓጺሩ ዝነበረ ሰራዊት ህግ አብ ኩሉ ቦታታት ኤርትራ ፋሕ ኢሱ ንጸላኢ ከምዝዋግአ እንተተገይሩ ስርዓት ደርግ ቁለጢፉ ከዳኸም ይኽእልዩ ዝብል እምነት ከምዝነበሮም ዝሕብር ነይሩ ካብዚ ሓሊፉውን ህግ ብሰንከቲ ሰፊሕ ደጀን ካብ ህዝባ ካብ ትንጸል ብዙሕ ዓመታት ሓሊፉ ስለዝነበረ ነቲ ደጀን ብምጽባብ እቲ ሰራዊት አብ ሙሱእ ኤርትራ ፋሕ ን ብምርኻብ ነቲ ናይ ህዝቢ ምውዳብን ምንቃሕን ዕማም ከሳልጥ ር ከ ና ዘረ። እቲ ቀንዲ ኣብቲ ናይ ደጀን ሕቶ ከም ኣገዳሲ ነጥቢ ኩይኑ ከቐርብ ዝኸእል ዝነበረ አቲ ናይ ውጉኣተን ናይ ሰንኩላትን ሕቶ ጥራይ እዩ ነይሩ። እቲ ናይ ተስፋንኪኤል ቀሺ ዘረባ ሦለ ናይ ጫርለስ ገስጓስ ተደሚሩ ኣብቲ አኹባ ነቐፌታ ከምዘይድለ ከበርሃልና ስለዝኸኣኒ እቲ ኣኹባ ብዘይ ዝኹነ ይኹን ነቐፌታን ነብሰ ነቐፌታን ተደምደመ ኣ ምዕራፍ ኢሳያስ ኣብ ግንባር ናቐፋ ኢሳያስ ብዙሕ ግዜ ኣይኩነን ናብቲ ግንባራት መጺኡ ሰሚናር ዘካይድ ዝነር ብመሰረቱውን ኢሳያስ ኣብ ሜዳ ኣብቲ ቅድመ ግንባራት ሳሕቲ እዩ ዝርኤ ነይሩ ብዙሓት ገዳይም ተጋደልቲ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ርእዮሞ ዘይፈልጡ ከምዝክበሩሩነ ገሊኦምውን ከይርኣይዎ ከምዝተሰውኡን ሓቂ እዩ። ወዲ ስዩም ኣብ ከፍሊ ቁጠባ ናይ ሓደ ጋራጅ ሓላፊ ኮይኑ ይሰርሓሱ ኣብ ዝነበረ እዋን ምስቲ ናይ ከፍሊ ቁጠባ ሓላፊ ዝነበረ ምስ መስፍን ሓጎስ ዓቢ ግርጭት ከምዝነበሮ ሐቢሩና። እቶም ዘዕገርግሩ ዝነበሩ ናይ ወ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ አይነበሩን ። እቲ ኣብ ድፋዕ ዝነበረ ተጋዳላይ ድማ ነዚ ይፈልጦ ኣይነበረን። ኢለ ምስ ሓተትኩዎ ከኣ ግርማይ እቲ አብ ዜሮ ዝነበረ መራሕ ሓይሊ ኩይኑ ናብ ግንባር ናቐፋ መጺኡ ዝነበረ ምስ በለኒ መስዋእቲ ናይ ግርማይ ተወልደብርሃን ረዳ ይነግረኒ ከምዝነበረ ተረዳአኩ። ሳሕል ወፌርና እንታይ ኣምጻእና ቆርቋከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህጊሓኤ ዮሴፍ ዮናሰ ዳያን ኣብ ሞቃዲሾ ኣብ ዓም ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ስለያ ሓላፊ ኬንካ ከትሰርሕ ኢኻ። ነቲ ናይ ቤት ጾ። ናይ ጸላኢ ናይ ኣብ ሞቃዲሾ ናይ ከፍሊ ዜና ኣባላት ኣለዉ። ኣብ ሰዋኪን ሓደ መዓስከር ናይ ከፍሊ ባሕሪ ናይ ህግ ነበረ። እቲ ናይ ልምምድ ፍቓድ ምስተዋህሀበኒ ከኣ ነቶም ኣብ ሕተይ ዝነበሩ ዓሰርተው ሓደ ዝ ወተሃደራት ኣብ ባሕሪ ናይ ምጥሓልን ምሕምባስ። ኣብ መወዳእታ ከኣ ኢሳያስ አ ር የ ናይቲ ሓድሽ ዝቐውም ዝነበረ ናይ ወጻኢ ስለያ ኣብ ትሕቲ ክፍ ሏ ሷ ወፈርሩ እንታይ ኣምጻአና ርቋበከከፎፀ ሀሃ ር ጸ ርቧበከፎ ተሞክሮይ ኣብ ህግሓኤ ። ናይ ወዲ ሃለቃ ሓላፊ እቲ ናይ ከፍሊ ስለያን ከፍሊ ርከብን ሓላፊ ዝነበረ ጴጥሮስ ሰሎሙን እዩ ነይሩ። እዚ ማለት ከኣ እቶም ኣብ ኣመሪካ ኣብ ፓሪስ ኣብ ሮማ ጾላ ገራት ኣዕራብን ዝነበሩ ከምቶም ኣብ ሶማል ወይ ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ተጋደልቲ ኣለ ነይሮም ማለት እዩ። እዚ ድማ ብቲ ኣሰላልፍኦምን ካብቲ እቲ ናይ ተጋዳላይ ዝብል ኣምር ዝነበሮም ፍልልይ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ በሮይ አብ ህግሓአ ጓል። ሓጂ ሳልሕ ግን ነቲ ከገብሮ ዝግብእ ዝነበረ ናይ ፕሮቶኮል ስርሓት ማለት ላዕለዎት መራሕቲ ናይ ህግ ንሶማል ኣብ ዝመጽእሉ ግዜ እቲ ንዓታቶም ንምቕባል ዘድሊ ዝነበረ ናይ ሆቴልን ናይ መካይንን ምደላው ምስ ሰበ ስልጣን ሶማል ንምርኻብ ቆጸራታት ምድላው ነቲ ካብ መንግስቲ ሶሣለ ዝርከብ ዝነበረ ወተሃደራዊ ሓገዛት ንወደብ ባርባራ ምብጻሕ። ኣብ ። ስለዚ ድማ እቲ ናይ ሓበሬታ ምልውዋጥ ዝብል ከአ። ገብረስላሴ እንጦጦ መሓመድ ተባሂሉ ይጽዋፅ ፎሬ ኣብታ ፍልይቲ መዓልቲ ግን አቶም ናይ ሶማል ጋዜጠኛታት እንተስ ብመደብ እንአ ብኣጋጣሚ ምስ ሓደ አመሪካዊ ኩይኖም ተጸበይዎዖ ስ እቶም ናይ ሶማል ጋዜጠኛታት ድማ ንገብረስላሴ ምስቲ ኣመሪካዊ አላዕ ከላልይዎም አንከለዉ ንገብረ ስላሴ መሓመድ ከም ኣባል ህግሒኤ እቲ ኣምዕካ ድማ ከም ኣባል ናይቲ ኣብ ሞቓዳሾ ዝነበረ ናይ ኣሜሪካ ኤምባሲ ርኮ ኣፋሊጦሞም እቲ ኣመሪካዊ ድማ ንገብረስላሴ ምስ ተፋለጦ ከጅንዶ ጀመረ። አብ መወዳእታ ድማ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ድሮ ንሜዳ ንኸምለሱ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ገሊጸ ገለ ነገር ከገብር ዝኸእል እንተኹይኑ ንጴጥርስ ሰሎሙን ብምውካስ ነታ ዝጸሓፍኹዋ መልእኸቲ ናብ ወዲ ረቢን ናብ ጴጥሮስ ሰሎሙንን አፋነኹዋ ንጽባሒቱ ካብ ጴጥሮስ ሰለሙን ነቲ ናይ ብዓል ሃብቶም ርከብ ናይ ኮድ ምእሳር ተሞከሮ ነቲ ዝሰደድኩዎ መልእኸቲ ሓደ ዓ ከምኡ እንተድኣ ኩይኑ ከተትርፎም ትኸእል ኢኻ ዝብል መልሲ መጸኣኒ። እቲ ። ኢሳያስ ኣፈወርቂ ደም ናይ ኤርትራውያን ዓጢጥፆ ስለዘይፈልጥ ምስ ሱዑድያ ኩናት ካብ ምጅማር ድሕር ኣይምበለን ገ ሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ዓርቋበከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ገ ተሞከሮይ ኣብ ህግሓኤ መመመ ን ። ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህግሓኤ ተወሳኺ ወዲ ረቢ ብዛዕባ ሃይለ ጋርዛ ኣልዒሉ ከዛረብ ጀመረ። ንመንግስቲ ሱዑድያ ነቶም ካብ ኤርትራ ጻሞም ንሱዳን ዝመጽኡ ዘለዉ ኤርትራውያን መንእሰያት ገንዘብ እንተረኺቡ ኣብ ስዳን ናይ መዘናግዒ ከበባት ብምኸፋት ከሕዞም ከምዝኸእል ኣአሚንዎም ኣሉ ናይ ሳሕላ ወፈርና እንታይ ኣምጻእና ርልከከፎፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ተሞከሮይ ኣብ ህግሓኤ ገዛ ውሽጢ ስፖርትን ከነ የ ኮ ከም ዳማ ዝ ናይ ተክጨ ተነስን ዝኣምሰሉ መዘናግዒታት ብምኸፋት ከቆጻጸጻሮም ከምዝከእአል ስለዘአመኖም ኣብ ዓመት ናይ ሰለስተ ሚልዮን ዶላር ባጀት ከምውልዎ ወሲኖም አለዉ እዚ ናይ ወዐዲ ጋርዛ መደባት ድማ ንዓና ኣብ ሱዳን ብዙሕ ጸገማት ከፈጥረልናዩ በለኒ ወዲ ሰለመኀ ንሕና ድኣ ከምዚ ባይነት ሓደገኛ ሰብ ምኺኑ ስለዘይፈለጥና ንወዲ ጋርዛ ኣብዚ ቀረባ መዓልቲ ረኺብናዮ ኔርና እንዲና ኢለ ነቲ አብ ሞቓዲሾ ምስ ንየሬረ ዘካይድናዮ ርክብ ገለጽኩሉ ወዲ ሰሎሙን ሰንቢዱ ኢሳያስ ምስ ሰምዐ ደኣ እንታይ ኢሉኩም ከብል ሓተተኒ ሓጂ ሳልሕ ንኢሳያስ ቀሰይ ገይረ ባዕለይ ከነግሮየ ስለዝበለሄ ከመይ ገይሩ ከምዝነገሮን ኢሳያስ እንታይ ከምዝበለን ኣይፈለጥኩን በልኩዎ እዚ እቲ ብዛዕባ ሃይለ ጋርዛ ካብ ሓለፍቲ ከፍሊ ስለያ ኣብቲ ግዜቲ ካብ ኣፎም ዝሰማዕኩዎ እዩ። ኢሳያስ ብመንገዲ ኣባላት ምስጥራዊት ሰልፊ ዝነበሩ ገይሩ ንኢራ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ንምእታውን ነቶም ንሱ ሙሉአ ብሙሱእ ከኣምኖም ዘይከእል ዝነበረ ምሁራት ኤርትራውያን ካብቲ ዝነበሮም ናይ ኢራ ክለ ሓላፍነት ንምልጋስዩ ነቲ ጉባኤ ተጠቼሙሉ ሓንሳብ ነቲ ሓላፍነት ናይ ኢራ ብናቱ ሰባት ተኺኡ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ከምትእቱ ምስ ገበረ ብድሕሪኡ ጉባኤ ናይ ኢራ ንምግባር ተገዳስነት ኣየርኣየነ እቲ ካልእ ረዳእዝጊ ዘፅለለኒ ድማ እቲ ንሱ ብዛዕባ መደባት ስራሕ ምስ ኢሳያስ አፈወርቂ ዝተዛራረቦ ነበረ። ኣብ ሜዳ መኩንን ኣብ ናይ ሕከምና ስርሓት ተዋፊሩ ኣብ መወዳእታ ናይ ሓደ ዓቢ ከፍሊ ሕክምና ሓላፊ ኩይኑ ይሰርሕ ምንባሩ እአፈልጥ። ካይሮ ምስ ኣተኹ እቲ ናይ ቤት ጽሕፈት ሓላፊ ዝነበረ ጃብር ንዓይ ርአዩ ብዙሕ ተሓጎለ እቲ ቀንዲ ንጃብር ዘሔጎሶ ምኸንያት ድማ ሓደ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመጽኡ ናይ ተዋህዶ ቤተ ከርስትያን ቀሺ ኣብ ካይሮ ብምንባሮም ነበረ። እቲ ንሜዳ ናይ ምእታው መደቦም ስለዘይሰለጦም ድማ ምስ ኣባላት ቤት ጽሕፈትና ተራኺቦም ንዓዲ እንግሲዝ ይምለሱ ነበሩ ንጃብር ዘሰከፎ ዝነበረ ነገር ከኣ ኣቦይ ቀሺ ናብቲ ቤት ጽሕፈት ናይ ካይሮ ይመላለሱሉ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ኣብቲ ቤት ጽሕፈት ዝጸንሕዎም ዝነበሩ ተጋደልቲ ኩሎም ኣስላም ብምንባሮም ነበረ። ነቲ ከፋል ናይቲ መጽሓፍ ድማ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና ርቋበከከፀፀ ሀሃ ር ጸከ ርቧበከፎ ። ድሕሪ ብዙሕ ግዜ ድማ እቲ ብስም ቢሮከራሲ ዝፍለጥ ዝነበረ ተጋዳላይ ኣፈወርቂ ተወልደመድህን ከኸውን እንከሎ እቲ ካልኣዩ ድማ ገብሩ ተስፋጋብር ከምዝነበረ ፈለጥኩ። አብ ሜዳ ኣብ ድፋዕ ኣብ ዝነበርናሉ ውድብ ህግ ጽፉፍ ዝኹነ ኣገባብ ኣሰራርሓ ዝነበሮ ጌርና ንወስዶ ስሰዝነበርና እቲ ናይ ጴጥሮስ ሰለሙን መልእኸቲ ከርድኣኒ ኣይከኣለን ሳሕል ወፈርና እንታይ ኣምጻእና ዓርቋበከፎፀ ሀሃ ር ጸ ርቧበከፎ ኣብ ህሒኤ ግን ዒሚም ከይበልኩ ከፍፏ ባ »ቃ።